ኒውፓይፕ ዝዀነ ይኹን ናይ ጎልጋል ቤተ-መጻሕፍቲ ወይ ናይ ዩቱብ ኤፒኢ ኣይጥቀምን ኢዩ። ነቲ ወብ ሳይት ዜድልዮ ሓበሬታ ንምርካብ ጥራይ እዩ ዚምርምሮ ። ስለዚ እዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ብዘይ ናይ ጎልጋል ሰርቪስ ኣብ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታት ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ ። ኒውፓይፕ ንምጥቃም እውን ናይ ዩቱብ ሕሳብ ኣየድልየካን ኢዩ እዚ ኸኣ FLOSS ኢዩ።